ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና: መሳርሒ ፅሕፈት:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :ስራሕቲ ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ: ናይ መፅሓፍ ሕትመትን ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑትን አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ

ንማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት: አቁሑት መለዋወጢ መኪና :አቁሑት ፅገና ማሸን: ሕትመት :አቁሑት ፅገና ገዛን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዮ አቁሑት ብስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ናይ ዝተፈላለዮ ግልጋሎት አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ኣብ ታሐቲ ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ጥዕና በዓል ሞያ ኣልባሳት ጋዎን ከምኡድማ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ብምድብ /LOT/ መቂሉ ምድብ 1 ዝተፈላለዩ ናይ ስቴሽነሪ (ፅ/መሳርሒ) : ምድብ 2 ቆዋሚ ንብረት /ፈርኒቸር/ ምድብ 3 ሕትመት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ አቁሑትን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ: