ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ ካብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ

ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ዝተፈላለዩ ናይ ማይካ ስራሕቲ ሕትመት አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ

ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ፅሬት: ናዉቲ ትምህርትን :ሕትመትን ካልኦት አቁሑትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዓ/ዓዲ ሆስፒታል መሳርሒ ፅሕፈት :ስራሕቲ ሕትመት: ናዉቲ ፅሬት: ናዉቲ ኤለክትሪክ :ናዉቲ ማይ ባንባ: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ :ዝተፈላለዩ ወናብር ቢሮን ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ዝተፋላለዩ ሕተመትን ቅጥዒታትን : ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ጎማታት : ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ፊል ፊልትሮን ናይ ኣናእሽተይ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሻራ ባነር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ቢሮ: ናዉቲ ሕትመት: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ብስክሌት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

ቢሮ ኮንስትረክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መጋዕዝያ ሎትሓደ ሕትመት ጥራዛት ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ