ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ ካብ መደበኛ መጀት 2009 ዝተመደበልናንዝፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ አቁሑት ፅሬት ፡ስራሕቲ ሕትመት ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ

ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ን 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት: አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመትን ናይ መኪና ጎማን 2009 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት 2009 ዓም ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀምሉ ናይ ፅሬት አቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ፈርኒቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ጨርቃ ጨርቂ : ፅሬት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

ብናይ ፋይናንስ ሕጊ ኣዋጅ ቁፅሪ 2552007 ዓንቀፅ 73 ዘተዉሃበ ስለጣን ተግባርን ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቤት ፅሕፈት ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ