ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መኖን ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህናፃ መሳርሒን ሞተር ሳይክል ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኮምፒተር ቀለም ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2008 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ካልኣይ ዙር ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፡ ናይ ማይ ቡምባ መለዋወጢ አቁሑት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፡ናይ ጀነሬተር አቁሑት ፡ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፡ናይ ሕትመት፡ ናይ ሳኒተሪ ናይ መድሓኒትን ፡ሕክምና ናዉትን ብጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ኣዋጃት ንምሕታም ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሕትም ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሊ ንዘህንፆ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ሲቪል ምሕንድስና ስራሕቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዕድጊት ንምፍፃም ይደሊ ∙ዶዘር ክራይ ፡ዕድጊት ኤለክትሮኒክስ ፡ክራይ ሎደር፡ ዕድጊት ጀነሬተር፡ ዕድጊት ናዉቲ ሕክምና

ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ሄር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ናይ ሓባር ዒላ ማእከላይ ጎዳጉዲ ንምስራሕ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ብናይ ኤምዲጂ በጀት ዝስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቀወምቲ ንብረት ፈረኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክል ፣አቁሑት ሕትመት ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል መኪና ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ዘርኢ አግራብን ቀለብ እንስሳትን ፣ናይ ቼክዳም ማዕፆ ማለት እዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ