ኩሓ ሆስፒታል ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልክተኩም ናይ መድሓኒት መቐረብቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቐረቢኹም ናብ ቢሮና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ክተቅርቡ ብክበሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኮምፒተር ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡አቁሑት ኤለከትሮኒክስ ፡ናይ ሕትመት ስራሕቲ፡ ናይ ንህቢ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግን ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ ዳይቨርሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ስራሕን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲን ኣናሽቲ ንግዲ ትካላትን ከምዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ፅሬት፡ መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationery Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌትሮኒከስ ኣቁሑ (Electronics Material) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ብ/ክ/መትግራይ ከተማ ዉቕሮ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብ ታሕቲ ብዝተዘርዘረ ረቆሒ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ሕንፃ መሳርሒ (Construction Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ