ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ አብ 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቑሑት

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኬሚካል ን 2008 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዓዲ ሕርዲ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሳልሳይ ብርኪ ብ GC 7ን BC 6ን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ንዉሽጣ ዉሽጢ ፅርጊያ ከተማና ዝከዉን ዝተመረፀ ሓመድ ካብ ጭኒ ክፅዕን ስለ ዝደሊ ወነንቲ ገልባጭ መኪና በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር /ናይ ቢሮ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢራ ራያ ሽርክና ማሕበር ናይ ጥንቃቀ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ትካላእት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ወረዳ ራ/ዓዘቦ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተፈላለያ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዩ ወረዳ ራ/ዓዘቦ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልየዩ ተጫረቲ በዞም ቐፂሎም ዘለዉ ረቋሒታት ክትወዳደሩ ንዕድም