ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ወንበር ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ወሃብቲ ሞተር ሳይክላት መለዋወጢ አቁሑት ኦርጂናል ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብቲ ወረዳ ብቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን መሬትን ንዝካየድ ዘሎ ናይ ፒኤኤ ፕሮጀክት ኣብ ዘተፈላለየ እዋናት ግልጋሎት መጋዕዝያ ኣብ ዝደልየሉ እዋን ዝጥቀመለን አናእሽተይ መካይን ንምክራይ አወዳዲሩ ንሽድሽተ ወርሒ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛን ብናይ ዩኤንዲጂፒ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕሉ 2ይ ዙር ዕደጋ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ዘሎ ንሑፅፅ ፕሮጀክት ዝዉዕል ናይ 2008 ዓ/ም ዕድጊት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያታት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ 25 ሜትሪክ ኪዩብ ዝሓዘ መጠራቀሚ ማይ ገንኢ ማይ መዐደሊ ናቁጣን መስመር ዝርገሐን ብደረጃ 6ን ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ካብዚ ስዒብና እንገልፆም ዘገልገለ አቁሑት አብ ምግዛእን አብ ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ አብዚ ዝተወፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ