ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሚሊ ንዘህንፆ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ኤለክትሮመካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ብናይ መደበኛ በጀትን ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጅን ናይ ማይ ሲስተም ምዝርጋሕ ኣብ ጣብያ ዓዲ መስኖ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኮምፒተር አክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መፅሄትን ዝተፈላለዩ ፎርማታት አጫሪቱ ክሕትም ይደሊ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህንፃ መስርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ መኪና፡ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ናዉቲ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናዉቲ ሳኒተሪ ፣ዕጥቂ ስፖርት ፡መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ቅዲ ስፌትን ማእለማት ጥልፍን ምግብን ናይ ደቂ ተነስትዮ ቁንጅና ሳሎንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት፣ ኢንዳስትርያል ማተርያል፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ፈርኒቸር ምቅራብን ምስራሕንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክገዝእ ይደሊ

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘየገልገሉን ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ብተመሳሳሊ ዓይነት ስራሕ ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ትካላት ብአካል ዜርኩም ብምርኣይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒ ቅጥዒ ንሕድሕድ ንብረት ንፅልን ጠቅላላን ዋጋ ብምቅማጥ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድም

ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ማይጥምቀት 1 ቅብብሎሽ ምስመትረቡ ኣብ ጣብያ ላምባብቅርሺ 10 ናይ ሓበር ዒላ ኧበ ጣብያ ቀላመ 5 ናይ ሓበር ዒላ ብናይ ዘለቃሊ ልምዓት ሾቶታት ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ