ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑ ዝተፈላለዩ ናይ ፋይል ካቢኔት ፉፍሩፍ ሸልፍታትንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዝትቀመሎም አቁሑት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኮምፒተርን ተዛምድን ፡ጀነሬተራት፡ ወናብር ሰልጠንቲን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ መደበኛ በጀት 2ይ ዙር ገዝኢት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክ ስ አቁሑት ፅሬት ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

ጨረታ ምንዋሕ ይምልከት ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ንሽልማት ዝዉዕሉ ኤለክትሮኒክስ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና አልባሳት ራበርሽትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብርክት ዝበሉ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ቢሮን፡ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ነቲ አካዳሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ቢሮ፡ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፡ናይ ቤት ትምህርቲ አቁሑት ላብራቶሪ ፡ስሚንቶ ካብ መቀለ ናብ ማይዶሃን ምጉዑዓዝ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ኣብ ዉሽጢ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (ስቴሽኔሪ )ን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም