ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ን2ይ ግዘ ዝወፀ አቁሑት ሕትመት ን2ይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ህንነፃ ማለት እቁን አቁሑት ኮንስትራክሽን ን3ይ ግዘ ዝወፀ ስልጠና ሳዉንድ ሲስተም ከምኡዉን ኤርኮንድሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ቤት ፅሕፈት (ፈርኒቸር)፡ሞተር ሳይክል፡ ሕትመትን፡ ስተሽነርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብ

ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ማሕበረ ዕዳጋ ኣዱሊስ ሰለስተ ሕንፃታት ነኒበይኖም ናይ ምድር ቤት ክሳብ ኢሊቪሽኑ ኮሎነ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሐ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወልቃይት ግልጋሎት ወሃብቲ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 5ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ መካይን መቀያየሪ ኣቅሓን መራከቢ ሬድዩ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ