ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትድሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ አብ ግቢ ዉሽጢ ዘለዉ ተክሊ ባህርዘፋት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓም 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብማሽን መንገዲ ከፅርግ ከስርሕ ምሩፅ ሓመድ ከፍርን ከፅርግን ክእክብን ስለዝደለ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ሰብ ማሽነሪ ንክትጫረቱ ንዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማታት : ናይ መኪና መጋየፅታትን :ናይ ገዛ ኣቁሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ጎማታትን መገያየፂ መካይንን ኣቁሑት ገዛን ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 3ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ፡ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያታት ዓዲ ጎሽን ማይ ወይኒን 6 ናይ ሓባር ዒላ ብደረጃ 7ን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈተ ማይን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝፅገኑ ናይ ማይ መዋህለሊ ኣብ ዝባን ገደና ንዝስራሕ በዓል 25000 ሊትሮ ዝሕዝ ሓዱሽ መዋህለሊ ገንኢ ንምስራሕ ስለዝደሊብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ብናይ ዋሽ በጀት ዝስራሕ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም