ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ዝዉዕል ናይ ዞባ መቀለ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ስሚንቶ ካልኣይ ደረጃ ምስ መጋዓዕዝዩ ብግልፂ ጨረታ ከጫርት ይደሊ

በቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ዝርዝር ፅሕፈት መሳርሒ ንቤት ፅሕፈታት ወ/ከ/አዉላዕሎ ግልገሎት ዝወዕል ክንገዝእ ስለ ዝደለና እትሸጥሉ ዋጋ ምስ መጓዓዐዝኡን ሓዊሱ መላእኩም ንክትህቡና ንሕብር

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ኣቁሑ(Construction Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ::ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ላፕቶፕ : ኮምፒተር ቢመር /ፕሮጀክተር ኣቁሑት ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ንሽልማት ዝዉዕሉ ሕትመትን ኤለክትሮኒክስ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

2016-04-06

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ ሐዉልቲ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ብእግዝቢት ዝሓዞም ዝተፈላለዩ ዝሰረሓን ዘገልገላ ሞባይላት ቴክኖ :ኖክያ :ስማድል :ሳምሰንግ :ሳይክል :ሜታ ዲቪዲ :ሪዝንግ ቴብ 2ተ ማይ ክሮፎን ዘለዎ : ሬድዩ :ቲቪ 14 ኢንች በዝሒ 2 :ናይ ሆረየ ላስቲክ :በዝሒ 4 ናይ መኪና ጎማ በዝሒ 1 ዝኾኑ ብሓራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ንክትወዳደሩ ንዕድም