ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘላታ ዘገልገለት ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣይሱዚ ክተካሪ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ክልል ትግራይ ንፊልድ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኣብ ዞባታት ሰሜን ምዕራብን ዝርከባ ወረዳታት ትግራይ ተዘዋዊርካ ምልከታ ንምግባር ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፡፡

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብኢፋድ ተሳትፎኣዊ ኣናእሽተይ መሰኖ ልምዓት ፕሮግራም 2ይ ምዕራፍ ዑደት ንምክያድ ኣውቶብስ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣውቶብስ ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ፀገም ፅሩይ ዝስተ ማይ ከተማ ዓዲ ሃገራይ ክፈትሕ ስለዝደሊ ልዕሊ 12m3 ማይ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ቦጥ መኪና ክካረ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኣገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ሕፅረት ዝስተ ማይ ንምቅላል ናይ ቦጥ መኪና ማይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ኣገልግሎት ዝህቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋ/ቤ/ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ይደሊ፡፡