ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግቢ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝዉዕል እንkkሖ ብዉስን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝዉዕል ጸባ ብዉስን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግ/ምም/ር ትግራይ ኣርሚ 60 መ/ድ ብናይ ተወዳደርቲ ዝተማለአ ናይ ባኒ ማሽን ዘለዎም ንተጋደለቲ ኣባላት ፅሬቱ ዝሐለወ ባኒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዉፅኢት ባልትና ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

እኖታት ንእኖታት ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ ሓሙሽተ ጣብያታት ማለት እዉን ኣብ መቻረ: ካራ :ቤሩ: ወረ ባዩ ከምእዉን ኩኩፍቶ ዝርከብ 210 መራሕቲ ስድራ ነንሕድሕዱ ከባቢ 15 ንመፍረ ዝኮና ደርሆ ማለት እዉን ንሰለስተ ወርሒ ዝከዉን ቀለብ /መኖ/ ገዚኡ ሐገዘ ክገብር ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ/ ዓዉድ ስራሕ ዝተመስከረሉም ነጋዶ መቅረብቲ ክትጫረቱ እትደልዩ በቶም ኣብ ታሕቲ ዘተርዚሮም ዘለዉ ረቆሒታት ብምምላእ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

መንበሪ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋሀዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁፅ ሐገዘ ብድርቂ ንዝተጠቀዑ ወገናትና ሐገዝ ዝዉዕል ማሽላ ባሕሪን /ዕፉን 1ይ ደረጃ : ክክዕ 1ይ ደረጃ : ዘይቲን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ

ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ፉርስካ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ