ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ኮምፒተር ኮር ኣይ ሰቨን በዝሒ 02 ፣ HP ላፕቶፕ ኮር ኣይ ሰቨን በዝሒ 01 ፣ ታፕሌት ሞባይል በዝሒ 2 ፣ ፎቶ ኮፒ ማሽን በዝሒ 01 ፣ ፕሪንተር በዝሒ 01 ፣ ዩፒኤስ 1500 ቮልት ኣምቢር 1700ዋት 220 ቮልት 50 ሀርዝ በዝሒ5 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ደቂሶም ንዝሕኮሙ ተገልገልቲ ኣጐልግሎት ኣቅርቦት ምግቢ ንምሃብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ በቢ ንግዲ ዘፈርኩም ክትጫረቱ እትኩእሉ የፍልጥ

የኢ/ያ ቤተሰብ መምርያ ማህበር ሰሜን ፅ/ቤት በግቢዉ ዉስጥ የሚገኘዉን ካፌ ከነ ሙሉ እቃዉ በጨረታ አወዳድሮ ለማከራየት ይፈልጋል

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ናይ መኪና እስትከር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ/ Dell latitude laptop ባትሪ/ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ የሚያሰራዉ ህንፃ B+G+10 በስተ ምስራቅ ያለዉ የኮሜርሻል ኖሚንስ በላይ ያለዉ 2ኛ ወለል 159 ካሬ ኣንድ ክፍል ቤት በጨረታ አወዳድሮ ማከራየት ይፈልጋል

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመሉ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መስትያት እስቲከር /ዝልጠፍ/ 50 ምስ መለጠፊኡ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድ

በመቐለ ዩኒቨርሲቲ የኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት - መቐለ በ2012 በጀት ዓመት ከዋና ግቢ.(ከነባሩ ላብራቶሪ) ወደ አዲሱ ኲሓ ግቢ የተለያዩ የላብራቶሪ ዕቃዎች የማጓጓዝና የኢንስታሌሽን አገልግሎት ስራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት / ሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት / ናይ መኪና ጎማ 03/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ