ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት / ደረቅ ወንበር በዝሒ 10/ ፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት / ስቶክ ካርድ በዝሒ 300፣ individual folder 3500/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ኤሌክትሮኒክስ / ሻሂ ማሽን/ በዝሒ 01 ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ጎማን እስፔርን ኣቅሕት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ናይ መኪና ጌጣጌጥ/ ሙቐት መከላኸሊ ሌዘር 1ይ ደረጃ 3፣ ሌባስ ጨርቂ ወንበር 1ይ ደረጃ 3 ፣ floor matt ሙሉእ 1ይ ደረጃ 3፣ ሙቐት መኸላኸሊ ሌዘር 1ይ ደረጃ 1 ፣ floor matt ሙሉእ ደረጃ መረጋገፂ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ፣

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ሰቆጣ ቃል ኪዳን ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣጣል ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ጋብዮን በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ገመድ ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መስራሕቲን ኤሌክትሮኒክስ ን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም