ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር / ገስትስ ቸይር ናይ ኣጋይሽ ወንበር/ በዝሒ 20 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ወጋገን ባንክ ኣ.ማ በኣዋጅ ቁጥር 97/90 እና 98/90 በተሰጠዉ ስልጣን መሰረት ከዚህ ቀጥሎ የቀረቡትን ንብረቶች በግልጽ የሐራጅ ጨረታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኮረኒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

በኤጄንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታችእ የተገለፁት የህንፃ መሳርያ እቃዎች በጨረታ ለመግዛት ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቹ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

The Water Development Commission invites sealed bids from eligible bidders for Procurement of 44 units of Motorcycles.

የኢንድስትሪ ፓርኮች ልማት ኮርፕሬሽን መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት በሚከተለዉ መስፈርት መሰረት የመኪና ጥገና መስፈርት መሰረት የመኪና ጥገና በፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዳ/ቀ/መስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘለዉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንገረብ ግባ ፕሮጀክት ዝዉዕል ናይ መኪና ታፐሰሪ ምንፃፍ ሽፋን መኪና ናይ ዳብል ካፕ /ኦርጅናል ታፐሰሪ ምስ መገጣጠሚኡ/ በዝሒ 02 ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኢንድስትሪያል ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ