በአገር መከላኪያ ሚነስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላላ መምሪያ ከዚህ በታች የተገለፁትን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ከተማ ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ማለት እዉን G+3 ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ፍቃድ ንግዲ ዝለዎም ማሕበራት ማለት እዉን ዉልቀ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኣቅሑት ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝገዝእዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሰሜን ጥዕና ጣበያ ካብ ትካልና ዝተፈላለዩ ቐወምቲ ንብረታት ዝኣከብናዩም ብጨረታ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣብ ቀዳማይ ግልፂ ጨረታ ዝተፈላለዩ ምክንያታት ከይተገዝኡ ተሪፎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዕድጊታት 2ይ ንምጭራትን ከምኡ ድማ ካለኦት ተወሰክቲ ዕድጊታት ንምፍፃምን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጪ ኣቅሑትን ናይ እንስሳት መኖ ዘርእን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Office Furniture) ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2010 በጀት ዓመት 1ይዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብምድብ መቂሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ዩኒቨርስቲ ጤና ሳይንስ ኮሌጅ ዓይደር ኮምፕሬሄኒሲቭ እስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ለ2010 በጀት ዓመት አገልገሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን እቃዎች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣብነት ፋርጎ ማሽን: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አክሰሰሪን: ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ