ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት : ኣቅሑት መሳርሒ ቢሮን ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አላማጣ ንመስራያ ቤትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ናይ ስዊች ቦርድ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝርዝሮም ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክሸየጥ ይደሊ

ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ያመሃ ሞተር ሳይክል አጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕትና መረዳእታ መሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ኤሌክትሮኒክስ. 3 መኪና ስፔር 4 ፈርኒቸር 5 ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ ስለዝይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

በትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድና ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ሕንፃ ዲዛይንና ኮንስትራክሽን በ2010 በጀት ዓመት ለአማካሪዎች ድርጅት አጫርቶ ለማሰራት ይፈልጋል

ኣብ ወረዳ ራያ አለማጣ ንቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝስርሑ ደረቅ ወንበር : ናይ ኔትወክ ኣቅሑት ምስ መጋጣጠሚኡ ማለት እዉን ብሮድ ባንድ :ሃይ ባግ ተሽከርከርቲ ወንበር : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር :ላፕቶፕ ኮምፒተርን : ስቴብላይዜርን ናይ ፅርጌ ፓዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ብክልተ ሚእትን ሓምሳን ዋት ምስ ኣርሙን ኬብሉን መብራህቲን ብመደኛ በጃት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ