ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ግድብ መዕፀዊ(Different Size Iron Gate and Sulice Gate )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ማይ ሞተራት ኤሌክትሪካል ጀነሬተርን ሚክስርን ቫይብሬተር (Water pump, Electrical generator , Mixer and Vibretor)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ቤት ትምህርቲ ናዉቲ ኮምባይን ዴስክ ጠረፔዛ ወንበርን (Different Size of School Furniture )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ህንፃ ኣቅሑ (Different Construction materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ (Electronics materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

አዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ማህበር time trial bicycle 06 pcs እና road race bicycle 14 pc ለመግዛት ይፈልጋል

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄትን ቻርተር ዜጋታትን ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢንዳስተሪያል ማተሪያል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመትን ምልላይን ስራሕት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ