ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ አብ 2007 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ኣወዳደሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መደበኛ በጀቱ ናይ አይቲ : ኤሌክተሮኒከስ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ፅሬት መሳረሒታትን ካልኦት ኣቑሑ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮነከስን ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስል ዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒንብረታት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራት ፍርናሽን : ደምብልብሲ ናይ ተሃነፅቲን ሓካይምን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንቨርችዋል ኮምፒተር ማእኸል ዝኸዉን ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ክልተ በዓል ሸመንተ ነኮል ሽቃቅ ብደረጃ 8 ( BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ንዘለዎም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ /ዓዲ ን 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ደንቢ ልብስ ናይ ሓካይም ኣንስላታት ወዘተ በቢ ዘርፉ ዝተፈላለዩ ኣጫሪተና ክንገዝእ ስለ ዝደለና

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንትቲ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕረሻ ( ህንፃ ) መሳርሒ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::