ቤትፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ብቤት ፅሕፈት ሃ/ማ/ማ/ ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ሓየሎምን ደብረፅዩንን ኣብርሃ ኣፅብሃን ንዝስርሑ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጭረታ አወዳዲሩ ብኤክስካቫተር ምኩዓትን ምስራሕን ይደሊ::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድ ክሎዘር /ሞዴል 78/ : K34 ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጥ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዛእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::

ሆስፒታል ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንሆስፒታል ዘድልዩ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናነ ብዘርፉ ስራሕ ጅምላ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና መከፋፈሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም : እንዳ ባኖ 2 ወህደት 2 ሽሎም እምኒ 1 ጉያ 1 ስምረት 1 ዓረና 2 ደደረ 1 ታወተ ጀወርግስ 1 ጫሞ 1 ሰላም 1 በጋ 1 ነዊ 1 ጠቅላላ ሓበራዊ ካ

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ሓባራዊ ዒላ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም :: መረረ15 ደርነፀብ 8 ጎሮሮ 5 ደ /ፀሃይ 3 ድምር ጠቅላላ ሓበራዊ ዒላ 31 ::

ቤትፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ኣብ ወረዳና ብቤት ፅሕፈት ሃ/ማ/ማ/ ኢነርጅን ኣብ ጣብያ ሓየሎምን ደብረፅዩንን ኣብርሃ ኣፅብሃን ንዝስርሑ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጭረታ አወዳዲሩ ብኤክስካቫተር ምኩዓትን ምስራሕን ይደሊ::

እንትጮ ቤት ማዛጋጃ ንዘስርሖ ድልድል ዝኸዉን በዓል 30 ቁፅሪ ተንዲኖ በዝሒ 41 በቁፅሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መካይን ላንድክሮዘር ሚቲስቡሺ ዝኸዉን ናይ መለዋወጥ ኣቅሓ/ እስፔር ፓርት / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ አብ 2007 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ኣወዳደሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::