... በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዎ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

... ዝተፈጠራ ከባቢታት ዝተረገፈ ሐመድ ክብትን ስለዝደለየ ነዚ ሐመድ ዘክእል ሎደር ወይ ናይ ማሽነሪ ኪራይ ዘለኩም ኣካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ዝተፈጠራ ከባቢታት ዝተረገፈ ሐመድ ክብትን ስለዝደለየ ነዚ ሐመድ ዘክእል ሎደር ወይ ናይ ማሽነሪ ኪራይ ዘለኩም ኣካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማሽን ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረፆ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንዝሃንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብማሽናት ሓመድ ናይ ምፍሓርን ምልዓልን ስራሕቲ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቁሓታት እተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪ ኪራይ (Construction Machinery Rent) ፍቃድ ዘለኩም ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃንፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ስተ ማይ ካብ ማይን ፈሳስን/ ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2016 ዓም ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዓም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይድ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ን2016 ዓም ናይታ ከተማ ኣብ ማእከል ኣስፓልት ዘለዉ ሓምለዎት ቦታት ተክልታትን ፈልሲ ጣብያ ካልኦትን ክሬቸር ካብ ዝበሃል ቦታ ማይ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ተክልታት ከስቲ ምስ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዘካይዶ ህንፀት መንገድን ፅገናን መንገዲን አገልግሎት ዝዉዕሉ ማሽናት ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካራይን ከምእዉን ዘይጥቀመሉ ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ማተሪያላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2016 በጀት ዓምት ንዘካይዶም ግልጋሎት ህንፀት መንገዲን ፅገናን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት : መሳርሒ ህንፃ : ኪራይ ማሽናት: ነዳዲ : ስቴሽነሪን : ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ