ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ :ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና ክራይ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ (Construction Material) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህንፃ መስርሒን ንፅጉማት ሕጊ ተሃነፅቲ መደቀሲ ፍራሽን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዝምልከተኩም ምቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈታት እቲ ወረዳ ዝዉዕል ከም መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ሕንፀት ራያ አላማጣ ንተሃነፅቲ መንበሪ ገዛ መስርሒ ዝከዉን መሳርሒ ህንፃ ኤሌክትሪኒክስ ቀላሚጦስን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤች ድፒ ትቦን መገጣጠሚን: ናይ ብረት መገጣጠምን :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ናይ ማይ ኬሚካል ኣቁሑት :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ከምኡዉን ናይ ዘይትን ቅብዓትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩታት ዝዉዕል ብምደበኛ መንግስቲ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ ህንፃ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን አጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ