ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ንናይ 2008 በጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኮምፒተር አክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ፅሬት፡ መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ መኪና፡ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ናዉቲ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናዉቲ ሳኒተሪ ፣ዕጥቂ ስፖርት ፡መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ቅዲ ስፌትን ማእለማት ጥልፍን ምግብን ናይ ደቂ ተነስትዮ ቁንጅና ሳሎንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ሕንፃ መሳርሒ (Construction Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ቢሮን ገዛን መላት ዉን ፈርኒቸር :ስፔር ፓርት : ኮምፒተር ላፕቶፕ ፋክስ ማሽን :ህንፃ መሳርሒ ክዕድግን ከሕትምን ስለዝደለየ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ኤለክትሮኒክስን ፣ፈርኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና፣ መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፣ኮምፒተራት፣ ናይ ሕርሻ ዘርኢ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ረቋሕታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደን ገበርቲ ሰናይ በጀት ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 8 ደቀቅቲ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ሎደርን ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 9 ብፕሮፎርማአወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ