ዞባ ማእከል ማእከላይ ቤት ፍርዲ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ገዛ ፅገና አቁሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ገዝኢት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናይ ቤ/ፅ/ት ምም/ር ንዝትፈላለዩ ኣገልግሎት ዝዉዕል ብዓል 32 ጌጅ ቆርቆሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ፓሎ (ኮንክሪት ሓፂንን) : ናይ ኤሌክትሪክን ቡንቧን ኣቁሑት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ ጉዳኣት ኣካል መቐለ አብ 2008 ዓም በጀቱ እዞም ቐፂሎም ዘለዉ ንብረታት ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍ ኣቁሑን ናይ ህንፃ መሳርሒ /ማይ ኣቁሑት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ፡ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፣አቁሑት ፅሬት ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ