ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንምግዛእስለዝደለየ ብዛዕባ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ዝርከብ ስፍሓቱ 3039.40 ካሬ ሜትር ዝኮነ ናይ መኪና መቐመጢ /ፓርኪንግ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ በዚይ መሰረት

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት / ናዉቲ ቤት ዕዮ/ ፣ ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ፣ ኣብ ከተማ ሳምረ ግልጋሎት ዝህብ ኣጫሪቱ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር አቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም HDPE ምስመገጣጠምኡ ፣PPR ምስመገጣጠምኡ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍረ-ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ / ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ንመሸጣ እናተጠቐመለን ዝፀንሐ ናይ መሸጢ ካሽ ማሽን ሬጅስተር ክሰርሓ ስለዘይኻኣላ ንካሊእ ረብሓ ንዝጥቀመለን ኣካል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ፀጥታ ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2013ዓ/ምበጀት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝወዕል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ከምዝስዐብ ይኸዉን 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ፅሬት መሳርሒ 3 ሕትመት/ፓዳት/ ስራሕቲ ሎት4 ናይ ሚሊተሪ ደንቢ ክዳዉንቲን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ን 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ብሬከር ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሞንታርቦ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም