ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ን ቤት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬትን፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ስፔር ፓርት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት መካይን መስርሒ ኢድ ዋጋ ጋራጅ ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ/ቀ/ወያነ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ን 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3,000.00 ቅርሺ

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ዕቃዎችና አገልግሎቶች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::

ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብዘመናዊ መልክዕ ንምስራሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ሳኒተሪነ ኣቅሑት /ማተርያል/ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ ኣሎ ስለዙይ ብዉሳኒኡ መጠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 21/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 12፡30 ናይ ንጉሆ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ብዕለቱ 21/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ LAPTOP ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ School Computer net work installation ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝደለየት ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተረዝረዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ከተማ ግጀት ንወረዳ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ ጉልበት ሞተር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ፣ ሕትመትን ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2013ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1ቆፀርቲ ፣ ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፋቲንግታት 2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፋቲንግታት ፣ HDPE መጋጣጠሚኡን 3 ን ዓብዩ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕሉ HDPE ትቦታት መጋጣጠሚኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ሓድሽ ሚድያን ንምስራሕ ንዝተወደቡ መናእሰይ ዘገልግል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ