ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ፡ ሕትመት ፡ኣናእሽተይ ኣቁሕን ፡ፅሬትን ኣቅሑትን ፡መሳርሒ ፅሕፈት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣይኪዉ ስፋት ቴክኒካል ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ዝጥቀመሎም ዝነበረ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት (Different Materials) ናይ ኤሌክትሪክ : ኮንስትራክሽን : ኤሌክትሪካል ኢንስታሌሽን :ኣይሲቲ :ኣካዉንቲንግን ድፓርትሜንታት ዝጥቀመሎም ዝነበረ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ትካልና ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብየዳ እንጥቀመሎም ኤሌከትሮድን ካልኦትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ኣብ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ማይጨዉ ቀፅሪ ዉሽጢ ዝረከብ ባህርዛፍ ማለት እዉን ማእገር :ወራጅ: ዝፍለፅ ወይ ዝጭደድ ብጨረታ አወዳዲሩ ንተጫረቲ ክሸይጥ ይደሊ

ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዉፅኢት ባልትና ብግልፂ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማኑዋል ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ሞተር ሳይክልት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፃ መስረሒ ኮሜቴ ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስቲያን ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቐረፅቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዳይሬክትሪት ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን አገልግሎት ንዝህቦም ትካላትን ቤት ፅሕፈትን አገልግሎት ዘዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ካልኦት ኣናእሸተይ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ