ቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : ጠረጰዛታት : ስራሕቲ ሕትመት ከምእዉን መሳርሒ ፅሕፈት ዝኣመሳሰሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንዝርከብ መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስ ፣ዝተፈላለዩ መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጀኔረተርን ዝዉዕል ንብረት

ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ወሃብቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ