... ሌክትሮኒክስ :ላፕቶፕ :ዲስክቶፕ ኮምፒተር: ፕሪንተራት : ሃይ ባክቸር :ማእከላይ ስፒከር : ዊልቸር ብኣላሙኒየም : ክራንች ብኣለሙኒየም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ከተማ ሞኮኒ ንመኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መድሓኒትን ኢሉእዉን ናዉቲ ላብራቶሪ ሪኢጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ሐፈሻዊ አገልግሎት ሕክምን : አገልግሎት ፍሉይ ሕክምን : አግልጋሎት ላብራቶሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክግልገል ወይ ክዕድግ ስለዝደሊ ሲቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ሕክምና ክትጫረቱ ይዕድም

ትካልና ኦርት ፊዝዩቴራፒ ማእከል መቐለ ኣብ ቓልሲ መጉዳእቲ ስኒ ንዘጋጠሞም ኣባላት ማ/ጉ/ኩ/ት ብጨረታ ናይ ስኒ ድጋፍ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝርከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎም ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳዲሩ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል AC Ventlator .Ultra Sound , ሮቶ መትሐዚ ማይ ዋተር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኣልትራሳዉንድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ