ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ 1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ ዲስክ ቶፕ ኮምፒዩተርን ካልኦትን ፣ ምድብ 2 ግሪን ሃውስ /ኢሴክት ፕሩፍ ስክሪን ሃውስ ኔት ታነር ፣ ምድብ 3- ናይ ብረት ሓፁር፣ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ 1- ህንፃ መሳርሒ፣2 ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ 3 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ 4- ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ 5- ናይ ጨርቃ ጨርቂ ኣቅሑት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኮምፒተርን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ 24 port power over internet disco switches 2፤server power supply quantity 1pcs ፤server 4GB ram supply quantity 4pcs፤ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረቶ ንክትጫረቱ ንዕድም።

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኮምፒዩተርን ኣቅሑትን ቀለም ፕሪንተርን ክዕድግ ይደሊ::

ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ኤሌክትሮኒክስ ላፕቶፕ : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር : ፕሪንተር : ፕሮጀከትር አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሓንቲ ሚኒ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ላፕቶፕ፣ፕሪንተር፣ ናይ ኮምፒተር ዴስክ ጠረፔዛ ክትዕድግ ስለዝደለየት

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓ/ም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ካፒታል በጀትን ዝተፈላለዩ ንምምሃር ምስትምሃር ንቴክኖሎጂ መስርሒ፣ ንሓፂር ስልጠናን ግልጋሎት ቢሮ ዝውዕሉ ናይ መሰርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኣይቲ (IT) ፣:ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ ፣ መሳርሒ ፅህፈት: ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።