ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብምም/ር ንታ/ቁፅሪ 4-00299 ንበዓል መዚ ክትትልን ቁፅፅርን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንታ/ቁ 4-01876 ት/ግ ንታ/ቁ 4-02020 ት/ግ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ጌጣጌጥ/ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኑክስ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡

ማሕበርና ለምለም ኲሓ ታከሲ ማሕበር በብዓመቱ ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት የግብር እዩ፣፣

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየት ትግራይ/UNDP/ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መጋየፂ ኣቑሑት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ቴንድኖታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘገልግል ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ ማለት እዉን ኮር ድሪንግ ወርክስ ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ጫማ ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ UIDP ሃይሩፍ መኪና ወንበርን ምንፃፍ እግሪን ታፒሰሪ ንምስራሕ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ