ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል መኪና መለዋወጢኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ኤሌትሮኒክስ አቁሒት ኣዋዳዲሩ ካድግ ይድለ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን | ክልል ትግራይ ብቻርጅ ዝሰርሓ ሞተር ሳይክል ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

መቐለ ቤት ህንፀት ንሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ምስ ኽምግብ ንዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ንናይ ሕክምና መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ መኪናመለዋወጢ ኣቑሑት ንባትሪን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

በምስረታ ሂደት ላይ የሚገኘው ግእዝ ባንክ ኣ/ማ የዉጭ ኦዲተሮች በመቅጠር የድርጅታችን የሂሳብ ሰነድ ኦዲት ለማስደረግ ስለፈለግን

ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ናይ ኮምፒተራት/ሲስተም ዩኒት/ፕሪንተር/ups ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክእ ይደሊ::