ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ኮምፒተር ቀለም | 05A | ብቁፅሪ | 50 | ||
2 | ኮምፒተር ቀለም | 151A | ብቁፅሪ | 60 | ||
3 | ኮምፒተር ቀለም | TK 3100 | ብቁፅሪ | 30 | ||
4 | ናይ መያ ፍቃድ ረጐድ ወረቐት | A4 size, 180 | ብደስ | 100 | ||
5 | ናይ ኮምፒተር ወረቐት | A4 size, 80" | ብደሰጣ | 500 | ||
6 | እሁ/U/በዓል 10 ዝሕዝ | በዓል 10ዝሕዝ | ባኬት | 30 | ||
7 | እስቴፕለር ሽቦ ንእሽተይ | 24/8 10 ፓኬት ኣብ ባኮ ዝሕዝ | ባኮ | 50 | ||
8 | ፕላስተር ሻራ | ረጉድ | ብቁፅሪ | 20 | ||
9 | ቢሮ እስክሪቢቶ | ብባኬት | ብሳምፕል | 100 | ||
10 | ቢሮ እስክሪቢቶ ቀይሕ | ብባኬት | ብሳምፕል | 2 | ||
11 | ማህተም ቀለም | ብቁዕሪ | 50 | |||
12 | ዲቫይደር | ብሳምፕል | ብቁዕሪ | 16 | ||
13 | ፍለሽ | 32 X | ብቁፅሪ | 15 | ||
14 | ሃርድ ዲስክ | 500 ጂ' | ብቁዕሪ | 5 | ||
15 | ካኪ ፖስታ | ማእከላይ | ዕሽግ | 20 | ||
16 | ፕሮተኮል መዝገብ | ዓብይ | ብቁፅሪ | 50 |
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/02/ 2017ዓ/ም - ዕለት 19/02/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ
ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::