ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ጣፍን ጥሕንን ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Field and Laboratory Facilities

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Smart Video Conferencing System

መቐለ ዩኒቨርስቲ ባህላዊ የምግብና መጠጥ መስተንግዶ አገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

መቐለ ዩኒቨርስቲ የደረቅ እንጀራ አቅርቦት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Dray Waste Removal

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ክፍሊ ዕደጋ ግንባር ሰሜን ምብራቅ ን2016 በጀት ዓመት ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ፅርየቱ ዝሓለወ ቀርቀሮ:ባህርዛፍ:ሚስማርን ቦንዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡