ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ካደስተርን ከተማ ሽረ 92 ፕሎት መንበሪ 26 ፕሎት ድርጅትን ብድምሩ 118 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ንብረታት ትቦታት ብረት: ናይ ማይን መገጣጠሚታትን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ትቦታት ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዋናኒ ከይዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይንስን ንብረት ምምሕዳርን ማእከል ቤት ፅሕፈት ዓዲግራት ንመሳርሒ ፅሕፈት ሎት ሐደ መሳርሒ ህንፃ ሎት ክልተ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ትካልና አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኩባንያና መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ / ዝተ/ዉ/ማ ኣብ ታሕቲ ተጠቀሱ ዘሎ ዓይነት ንብረት ብቅሉዕ ጨረታ አወዳዱሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነዚ ንምቅራብ ፍቃድ ዘለኩምን እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ 20 መዓልቲ ዉሸጢ ክተረክቡ እትክእሉ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ መሰረት ብምግባር ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

ማሕበና ንህንፀት ዕደጋ ማእከል ዝኮን ፅርየቶም ዝሐለወ ናይ ኮንስተራክሽን ማተርያል ማለት 02 ፀፀር አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኮሙሽን አብያተ ህንፀት ክ/ትግራይ ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ቀወምቲ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ናይ ፅሬት ሃለቅቲ መሳርሒን ብጭረታ አወዳደሩ ንብረት ክገዝእ ስለ ዝደሊ ብተወሳኪ ድማ ንሕደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ንትሃነፅቲ ዝምግብ /ዝቅልብ / ነጋዳይ ብጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግን ክንምግብን ስለዝለይና ዝስዕብ ረቆሒ እተማልአኡ ነጋዶ ክትዋደደሩ ትክእሉ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Machinery Materials ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ Enjera beaker machin ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

Daughters of Charity (Doc) desire to purchase Lentil (purchase of Food item materials) from eligible bidders

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ