ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲታት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ካብ ናይ UIIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ 17 ኮንደሜኒየም ዘሎ ሓድሽ ድልድል ክሳብ ገብሪኤል ኣደባባይ ከምኡ ድማ ካብ ምብራቅ ገፅ ዘሎ ካብ ናይ ደጋ ገብሪኤል በሪ እስካብ ሐማሪ ተካ መዕፀፊ አጋይሽ 18 ታክሲ ዘሎ መወደእታ ሚዲያን ከምኡድማ ካብ ዕደጋ ብዕራይ ዘሎ አደባባይ ክሳብ መቐለ ዩኒቨርስቲ እንስሳ ሕክምና ቨተርነሪ ዩኒቨርስቲ ዘሎ ሚዲያ ንሳምረ ኣስፓልት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዘም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ መሰረተ ገይርኩም ክትወዳደሩ ትድልዩ ብኣክብሮት ፃዉዒት የቅርብ

ኮሚሽን ስፖርት ክትግራይ ናይ ኮብራ 105 ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

SUR Construction P.L.C. invites eligible bidders for the drilling of a deep water well including the supply and installation of a Pump and Generator

ቸይን ኦፍ ላቭ ፎር ሁማን ኤንድ ኢንቫይሮንመንታል ዴቨሎፕመንት የ2023 ዓ.ም. የበጀት ዓመት የስራ ክንውን የተፈቀደለት የኦዲት ተቋም አወዳድሮ ማስመርመር ይፈልጋል

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጅስቲክስ አገልግሎት ድርጅት የመቐለ ወደብና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤታችን ለ2016 ዓ/ም ከተያዘ በጀት ዩኒፎርም እና ሴፍቲ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለፈለገ ከዚህ በታች የተዘረዘሩ መለኪያዎች የምታሟሉ ህጋዊ አቅራቢዎች (ተጫራቾች) እንድትወዳደሩ እናሳውቃለን፡፡

ግልጋሎት ደም ካንኪ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ካብ በጀት UNDP ብማሕበር ተወዲብኩም መስኖ ንተልምዑ ን ቤት ዕሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2016 ሞተር ማይ ምስ አክሰሰሩ/ መለዋውጢ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ንደሊ፡፡