ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ስፔር ፓርትን፡ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለየ ዓይነት ማሕተም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት ን 2106 ዓም ንናይ ምምሕዳር መኪና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት ን 2106 ዓም ንናይ ምምሕዳር መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፔጅ ዝዓይነታ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

አብ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ሰቆጣ ዲክላሬሽን ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈለለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ኦፍሪዴቭ ሃንድ ፖምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ዩኤንዲፒ ብዝረክቦ በጀት ንዝተፈለለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ኦፍሪዴቭ ሃንድ ፖምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉሉ መቀመጢ ተምሃሮ ዴስክ ማለት እዉን / combined desk/ : ናይ መምሀራን ጠረጰዛ ማለት እዉን/ teachers table / : ናይ መምህራን ወንበር ማለት እዉን/ teachers chair / :ፀሊም ሰሌዳ / black board / በቲ ቢሮ ዘቀመጦ ብግልፂ ዝርዝር መዓቀኒታት መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ን2016 ዓም በጀት ዓመት ካብዚ ንታሕቲ ዘርዘሩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስን : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የመቀሌ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በመቀለ ከተማ ዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ፅህፈት ቤት የሰዉ ሃይል ስራ ሂደት ለማዘመን አገልግሎት የሚዉል (Dijitaziation the Service delivery of HRM) በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል