ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ትካል ኮሌጅ ቴ/ሞ/ት/ስ ሃ/ሰላም ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውልዕሉ ዝትፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ሰለ ዝድልየ ክትወዳደሩ እትደልዮ ናጋዶ ዝስዕቡ ረቋሒታት ኣማሊእኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል _ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

PLAN INTERNATIONAL ETHIOPIA, TIGRAY PROGRAM AREA INVITATION TO TENDER FOR SUPPLY OF OUTDOOR GAME MATERIALS AND SCHOOL FURNITURE.

Save the Children Mekelle area Office (MAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of different seeds and farm tools.

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝዉዕል ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ካብ በጀት ፕሮጀከት UINDP ብማሕበር ተወዲቦም መስኖ ንዘልምዑ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2016 ዓም ሞተር ማይ ምስ ኣክሰሰሪኡ ወይ እዉን ምስ መለዋወጢ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንላብራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ኮምፒተርን ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/ : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ካብ ቆዋሚ ሃላቂን ወፃኢ ዝኮኑ ኣቅሑት ኣብ በጀት ዓመት 2023/2024 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ