ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2016 ዓ/ም ንኣጠቓላሊ እቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልግሎት ዝውዕል ናይ ማይ ትቦን መገጣጠምን ቆፀርትን ስዊች ቦርድ መገጣጠሚ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

እስጢፋኖስ ኣጠቃላይ የማሽነሪ ኣገልግሎት ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ትካልና ንብረት ዝኾነ 05/ሓሙሽተ⁄ ሳብመርሲብል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።እዚ ዝተጠቐሰ ኣቁሑት ኣብ ትካልና ውሽጢ ዝርከብ እንትኾን ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መምርሒ ክኽተሉ ኣለዎም።

አብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ብሶቆጣ ዲክላሬሽን ብዝረከቦ በጅት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

አብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ካብ በጀት ፕሮጀከት UINDP ብማሕበር ተወዲቦም መስኖ ንዘልምዑ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2016 ዓም ሞተር ማይ ምስ ኣክሰሰሪኡ ወይ እዉን ምስ መለዋወጢ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሐደ ቆፀርቲ ካልኦት ናይ ዓማዉል መሸጣ ዝዉዕል ፉቲንግታት ክልተ ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ፉቲንግታን ኤች ዲፒን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም ዝተረከበ ዝተፈላለየ ቀወምቲ ኣቅሑት: ናይ ደገ ምብራህቲ ማላት እዉን ፓዉዛ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ናይ ማይ ትቦ : ናይ ደገ ሓፂን ፓሎ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣፍሪዴብ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ገዛ ዉሽጢ ፅገና ብልሽት ንምፍታሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም