... /ዝህብ መኪና ብጨረታአወዳዲሩ ውዕሊ ክአስር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

... ሎት ዝህቡ ኣወዳዲራ ውዕሊ ኣሲራ ን6ተ ወርሒ ከተስርሕ ትደሊ

ምስማዕ ዝተስኣኖም ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ ብኣንፈት ምብራቅ ብ ዋና ፅርጊያ ዘሎ 9 ኮንቲኔራት/ መስርሒ ቦታ/ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝዳለየ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 12 ናይ ንግዲ ገዛውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ክራይ ጀነሬተርብፕሮፈርማ ኣዋዳዳሩ ክዕድግ ክግዘአ ይደሊ::

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ (ፕላምፕለትን መድሃኒትን) ብ FSR ናብ ከተማ ኣክሱም ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ዋጋ ከኣ ዝፈሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ክምዝገብ ንዕድም፤

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ክ/ከተማ ሰሜን ፍሉይ ሽሙ ስውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ህንፃ ዝዓረፎ ፡ ፊቱ መሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

YMCA(ወወክማ) ከባቢ ማርያም ጉግሳ ኣብ ዘለዎ ሜዳ ከካሪ ስለዝደለየ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣልሚዑ ክካረ ዝደሊ እዙይ ምልክታ ካብ 09/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡