ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ናይ መኪና ጎማን ፊልትሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዶ ዘኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ናይ ጨረታ ምልክታ ከተማ ዕ/ሓሙስ ቀረብ መስተ ማይ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ብናይ ዋሻ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ /OFFICE/ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብ ቤት ፅሕፈትና ስፐስፌኬሽን ወሲድኩም ክተጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክልብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግስለዝደሊ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ሆስፒታልመቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርናሽ መደቀሲ ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፋይል ካብኔት ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት)ዝተፈላለዩዓይታት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥእትደሊኣብቲ

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::