ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለዩ ናይ ታፒሳርያ ስራሕቲ ጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኻኖምንሕብር::

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ ኣቑሑ ኣልሙንየም: ዝተፈላለዩ ጣዉላን ዉፅኢት ጣዉላን : ሰንሰለት (ቸይን) :ብረት ትቦላር ካልኦት ኣቑሑት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቑሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ ዝስዕብ ንብረት ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ስዒቡ ዝተቐመጠ ሮቅሓ ዝተማልኡ ክትጫረቱ የፍልጥ

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕሉ ሳኒተሪ ኣቑሑትብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ከተማ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ከተማ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብዝተፈቐደሉ በጀት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ኣብዝተፈላለየ ወረዳታት ሳምረ: ግጀት :የጭላ: እንትጮ ማይቅነጣልን ኩኩፍቶ ዝሰርሖ ዘለዋ ናይ እኽሊ መኽዘን ዝኸዉን መዓፆ ኼንችን ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ሰሪሕኹም ምግጫም ብናይ ጉልበት ዋጋ ጨረታ ኣወዳዲሩ በናይ ባዕሎም መሳርሒ ክተስርሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::

ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ናይ ኣብያተ ህንፀት ክ/ትግራይ ዝኮነት መኪና ማርቸዲስ ሞዴል 1417 ዝዓይነታ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ስለዝባላሸወት ብግለፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእስለ ዝደለየ ክትወዳደሩእትደልዩሕጋዉያን ነጋዶነዚዝስዕብሮቆሓእተማልኡንክትወዳደሩይዕድም