ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ከዳሰተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ሽድሽተ ፕሎት በዓል ኮኮብ ሆቴል ክልተ ፕሎት ሞል ብድምር ሸሚንተ ፕሎት ከምእዉን ኣብ ከተማና ዝተወደቡ ጥራሕ ዝሳተፍሉ ሸዉዓተ ዕደጋ ማእከል ማሕበራት ድምር ዓሰርተ ሓሙሽተ ቦታታት ናብ ተጠቀምቲ ብፍል ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ

ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ እንስሳ መድሓኒት ቀረብ ናዉቲ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

ምምሕዳር ከተማ ዓድዋ ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብምትሕብባር መበል 129 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝደመቐ መንገዲ ንምብዕል ካብ ስፓንሰራት ሃፍቲ ንምትእኽኻብ ስለዝደለየ ኣብዚ ዓውዲ ትነጥፉ ፕሮሞተራትን ኩነት ኣፈፀምትን /Promotres and Event Organizers/ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደልይ

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንወረዳን ከተማታትን ሴክተራትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንክሕትም ይደሊ፡፡

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመትን ቅጥዓቅጥዕን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክሐትም ይደሊ:፡

ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታል ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ናይ ሓፂን መፂን ናይ ስራሕ ዘርፊ ዝተሰማረየ ትካል እንትከውን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለው ተረፈ ምህርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ገዛ ምሻጥ ይደሊ