ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ 'ምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ኣስቤዛን ውጺኢት ባልትናን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዘገልገሉ ንብረታት ብጅምላ ክትገዝኡ እትደልዩ

ኮለጅ ለፖሊስ ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ /ክትሳተፉ/ፋ ይዕድም፡፡

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መስተንገዶ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ዝክፈል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታት መሳርሒ ህንፃ : ዘርኢ እፅዋት : አትክልቲ ፍራምረን ካልኦትን ከምእዉን ናይ ደርሆ ጨቆቅቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ሃርደ ቶፕ መከና እስፔር ፓርት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያንነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና ክራይ በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናይ ምፍላጥ ፅሕፈት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ