ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኢንተርኔት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ኤሌከትሮኒክስ ፣ ፣ ፕሪንተራት፣ ላፕቶፕ፣ ናይ ጋሻ ወንበር፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ዝተፈላለየ ሓጭን መጭንንኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ፕላስቲክ ወንበር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ውቅሮ ቤት ህንፀት ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝክፍል ናይ ህንፃ መሳረሒ ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዱሩ ከገዝእ ስለ ዝደሊ፣

ሓፈሻዊ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ውሽጢ ኣታዊ ባጀት ዝረከቦ ገንዘብ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድሊ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዚ ሮቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ንሰብ ሞያ ማንጃ ፍቃድ ሞተር ሳይክል ንምውፃእ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕዳጋ አወዳዲሩ ከውፅእ ይደሊ።

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ፡ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየሾ ፋብሪካ መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት እታወት ዝኸዉን ዕፉን፣ ፍሩስካን ፍሩስኬሎን ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።