... ዘይወዓለን ንብረት ኣብ መኻን ዝርከብ ሓዱሽ ጭረት በዓል 50 ኪ/ግ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

... ቑሑት ኣብ 2016 ዓ/ም ንደቀቐቲን ኣናእሽቶይን ማሕበራት ፣ሕጋውያን ነጋዶን ኻልኦት ሕ/ሰብን ኣጫሪቱ ክሰይጥ ይደሊ።

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ቁርፅራፅ ፖሊፖፕሊን በዝሒ ዘለዎ ኣጫቀሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ኮምፒተራትን ናይ ኮምፒተራት ኣክሰሰርን / ዝ/ዩ ናይ ፈርንቸር አቁሑትን ዝተፈላለይ መፃሓፈቲን ዝተፈላለይ ናይ ወንበር ሓፂን ቁርፅ ራዕን/ብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ጣብያ ጥዕና መቐለ ንዘለዎ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዘገልገሉ ንብረታት ብጅምላ ክትገዝኡ እትደልዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ፣ ናይ ኤሌከትሮኒክስ ፣ ፣ ፕሪንተራት፣ ላፕቶፕ፣ ናይ ጋሻ ወንበር፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ዝተፈላለየ ሓጭን መጭንንኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ቁርፅራዕ ሓፂን ናይ ሞተር ዊልቸር ምርኩስ በዝሒ ዘለዎ ኣጫቀሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ዝተፈላለዩ _ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ባህርዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዘገልገሉ ኣቑሑት (ንብረታት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ኣካላት ብኣካል እቲ ንብረት መፂእኹም ብምርኣይ ክትጫረቱ ከምእትኽእሉ ክንሕብር ንደሊ።