ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ፋይናንስን 1 ዝተኣከበ ዕንፀይቲ 2 ዝተቆራረፀ ቆርቆሮን ቴንዲኖን 3 ቁርፅራፅ ትቦ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ትካልና ዘለና ተረፈ ምህርቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እቲ ተረፈ ምህርቲ ንምዕዳግ ክጫረቱ ትደልዩ ካብዝይ ንታሽቲ ብዝተቀመጠ መሰረት ናይ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ኣብ ክ/ከ/ከተማ ቤት መዘጋጃ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ዕንጨይቲ ክሸይጥ ስለ ዝድለየ ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሕታት ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ ክትገዝኡ ትደልዩ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ስርናይ ኣዉስትራሊያ : ሞራልን ዝተፈላለዩ: ዝተፈላለ አገልገልት ዝሃቡ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ትካልና ፍረ ስዉኣት ሰራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንደረቅ ፅዕነት መጓዓዚያ ዝጥቀመለን ዘሎ ክልተ ናይ ጣሊያን ሰርሓቲ ዝኮና ኤሮትራክ ምስተስሓቢአን ብዘለዋሉ ኩነታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደልይ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ንህወሓት ቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት: አረጊት ጎማ :ናይ መካይን መቀያየሪ አረጊት ሓዱሽ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከም ከምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ አወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መክዘኑ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ቆዋሚን ናይ ስፔር ፓርትን ብዘለዉሉ ኩነታት ንሕብረተሰብ ብግልፂ ሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኣቅሑት ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይ ኣብቲ ዝገዝእዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ