ማሕበር መምህራን ክልል ትግራይ ዘገልገለት ማርቸዲስ ሞዴል 290GD መኪና ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብመሸጣ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /ታርች30 ሺሕ ኪ.ግ ጭረት 10 ሺሕ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

ሰሜን ሪጅን ኢትዮ ቴሌኮም ያገለገሉ ብረቶች ፣ ወንበሮች ፣ ጠረፔዛዎች ፣ የመስኮት በሮች እና የብረት መዝጊያዎች በሚገኝበት ቦታ ማይጨዉ ፣ ኮረም ፣ ኣላማጣ እና ሞኾኒ ፣ ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘገልገለ ንብረት ናይ መኪና ጎማ ፣ ፕሪንተር፣ ኮምፒተር ፣ ምስ ሙሉእ ኣክሰሪኡ ፣ ናይ ጋሻ ወንበር ፣ ተሽከርካሪ ወንበርን ፣ ሴክሪታ ወንበር ፣ ባትሪ ናይ መኪና ፣ ካላማደርያ ዝተፈላለየ ሓጭን መጭን አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተረርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

የኢትዮዽያ ገቢዎች ጉምሩክ ባለ ስልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ እቓዎች በሃራጅ ጨረታ ባልበት ሁኔታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ተረፍ ምህርቲ ዝኾነ ፕላስቲክ /poly propeplyne/ ንነዊሕ ዓመታት ክእከብ ዝፀነሐ ብሕጋዊ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ግቢ ትምህርቲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቕሑት ከም ጣዉላ ፣ ሎከራት ፣ ሓፂን መፂንን፣ ካልኦትን ዝኣመሰሉ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዝኮነ ድማ ካብዚ ንታሕተ ዝተረዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ዝምልከቶም ኣካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ናይ መኪና ጎማ ፣ ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዓዲ ሕርዲ ዛሬማ ግድብን ኣብ ማይ ሑመራ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዘገልገሉ ባዶ በርሚል፣ ብጠጠዉ ዘሎ ቆርቆሮ ገዛ ምስ ፅንፀይቱ፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ዘገለግለ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ጎማን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንብረታትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ